Navigasjon

  • Hopp til innhold
NTNU Hjemmeside

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti
  2. 3
  3. ስርዓርት ኣደማምጻ

Språkvelger

3 ስርዓት ኣደማምጻ LearnNoW

×
  • Alex
  • Ben
  • Cecilie
  • Dina
  • ሰዋስው
  • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • CALST
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ
MENY

3 Uttale

3 ስርዓርት ኣደማምጻ

ኖርወያውያን ጽምዲ ኣድመጽቲ

ኖርወየኛ በዞም ዝስዕቡ ተርታ ኣድመጽቲ ዝወከሉ ሓሙሽተ ጽምዲ ኣድመጽቲ ኣለዉዎ፡
< ai, ei, au, øy, oy >.

ጽምዲ ኣድመጽቲ ኣብ ወሽቲ ሓደ ንኡስ ጉጅለ ድምጺ ዝርከቡ ጎረባብቲ ኣድመጽቲ እዮም። ካብ'ቲ ቀዳማይ ኣድማጺ ናብ'ቲ ካልኣይ ብቕልጡ ሰፈፍ ኢልካ ብምስጋር ይድመጹ። እዞም ኣብ'ዚ ተጠቒምናሎም ዘለና፡ ንስርዓት ኣደማምጻ ቃላት ዝሕብሩ ምልክታት፡ ምስ ዓለምለኻዊ ፊደል ድምጺ (IPA) ሓደ እዮም።


ፊደል
ድምጺ ዘረባ
(IPA)
ኖርወየኛ
ቃላት

ስርዓት ኣደማምጻ

ትግርኛ
ai  /ɑi/  kai  /'kɑi/  መሳገሪ፣ ድልድል
ei  /æi/  hei  /'hæi/  ሃለዎ፣ ሰላም
au  /æʉ/  sau  /'sæʉ/  በጊዕ
øy  /øy/  øy  /'øy/  ደሴት
oy  /oy/  soya  /'soyɑ/  ሶያ
Ansvarlig redaktør | Bruk av informasjonskapsler | Personvern
Logg inn