Navigation

  • Skip to Content
NTNU Home

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti
  2. 3
  3. ሰዋስው

Språkvelger

3 ሰዋስው LearnNoW

×
  • Alex
  • Ben
  • Cecilie
  • Dina
  • ሰዋስው
  • ስርዓርት ኣደማምጻ
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ
MENU

3 Grammatikk

3 ሰዋስው


ክንደ ኣስማት

ግላውያን ክንደ ኣስማት - ቅዲ ተሰሓቢ

ኣብ ኖርወየኛ ግላውያን ክንደ ኣስማት፡ በዓል ቤትን ተሰሓብን ዝበሃሉ ክልተ ቅድታት ኣለዉዎም።

  ቅዲ በዓል ቤት ቅዲ ተሰሓቢ
1.  jeg ኣነ meg ንዓይ
2. du ንስኻ/ኺ/ኹም/ኽን deg ንዓኻ/ኺ/ኹም/ኽን
3. han ንሱ ham (han) ንዓኡ
  hun ንሳ henne ንዓኣ
  det/den ንሱ/ንሳ det/den ንዓኡ/ንዓኣ
1. vi ንሕና oss ንዓና
2. dere ንስኻትኩም/ትክን dere ንዓኻትም/ትክን
3. de ንሳቶም/ተን dem ንዓኣቶም/ተን


Den/det

ክልቲኦም den ን det ን ንሱ ወይ ንሳ ይስምዑ። Den ንተባዕታይ ወይ ንኣንስተይቲ ኣስማት ይትክእ፤ det ከኣ ንኣጓጉል ኣስማት ይትክእ።

De har en sofa. Den er i stua.
De har ei stue. Den er stor.
Dina har et skap. Det har tre hyller.

ግስታት

ሓገዝቲ ግስታት + ዘይውሱን ግሲ

ሓገዝቲ ግስታት

skal  ክ- እዩ፣ እየ፣ኢና፣
vil ይደልይ /ክኸውን እዩ
kan ይኽእል እዩ
må ክኸውን እዩ/ኣለዎ
bør ክኸውን ይግባእ


ዘይውሱን ቅዲ ግሲ ይኽተሎ።

እቲ ንዘይውሱን ቅዲ ግሲ ዘመልክት ሓባሪ å፡ ድሕሪ ሓገዝቲ ግስታት ኣይንጥቀመሉን ኢና።

Dina skal gå på skolen.
Mormor vil ha besøk.
Snart kan vennene se Dinas rom.
Han må finne en venn.


Skal + ዘይውሱን ግሲ ትንቢታዊ ጊዜ ይገልጽ።

Hva skal vi gjøre i dag?
Vi skal være hjemme.

ኣስማት

ውሱናት መሳርዓት

ኣብ ምዕራፍ 2 ነቶም ናይ ስም ጾታ (cf. a/an) ዝሕብሩ ዘይውሱና ኣመልከቲ en፣ ei ን et ገሊጻዮም ነይርና። ኣብ ኖርወየኛ ሓደ ውሱን መሳርዕ ዘለዎ ስም፡ ኣብ ቅድሚኡ ኣመልካቲ ኣይንበረሉን እዩ። ኣብክንዱ፡ ኣመልካቲ ድሕረ ጥብቆ እዝዩ ዝውሰኸሉ። ተባዕታይ ጾታ ዘለዎም -en፣ ኣንስታይ ጾታ ዘለዎም -a፣ ኣጕል ጸታ ዘለዎም ከኣ -et ይጠብቀሎም።

en stol (ሓደ) መንበር  →  stolen እቲ መንበር
ei dør (ሓደ) ማዕጾ  →  døra እቲ ማዕጾ
et bord  (ሓደ) ሰደቛ  →  bordet  እቲ ሰደቛ


ሓደ ስም ብኣድማጺ -e ዝውድእ እንተደኣ ኰይኑ፡ ብቐጥታ-n ንተባዕታይ ወይ -t ንኣጓጉል ቃል ነጥብቐሎም። ነቶም ብ -e ዝውድኡ ኣንስታይ ጾታ ዘለዎም ኣስማት -a ከነጥብቐሎም ከለና፡ ን-e ንግድፎ።

en familie  (ሓደ) ስድራ   →  familien  እታ ስድራ
ei stue (ሓደ) ሳሎን  →  stua እቲ ሳሎን
et hjørne (ሓደ) ኩርናዕ  →  hjørnet እቲ ኩርናዕ


ቅድታት ረባሕታ

ብሓፈሻ፡ ናይ ዘይውሱናት ኣስማት ረባሕታ -(e)r ብምውሳኽ እዩ ዝምስረት። ሓደ ዘይውሱን ንጽል ቅዲ ብ-e እንተ ደኣ ተዛዚሙ፡ እቲ ቃል -r ጥራሕ እዩ ዝውሰኾ።

en stol (ሓደ) መንበር  →  (to) stoler መናብር
ei dør (ሓደ) ሓደ ማዕጾ  →  (to) dører መዓጹ
et hjørne  (ሓደ) ሓደ ኩርናዕ  →  (to) hjørner  ኩርናዓት


ሓጸርቲ (ሓደ ጥምሮ ድምጺ ዘለዎም) ኣጓጉል ቃላት፡ ዘይውሱን ብዙሕ ርባሕታ ክህልዎም ከሎ፡ መዛዘሚ ኣይግበርሎም እዩ።

et hus (ሓደ) ገዛ  →  (to) hus ግዛውቲ
et rom  (ሓደ) ክፍሊ  →  (to) rom  ክፍልታት


ውሱን ብዙሕ ረባሕታ ዘለዎ ቅዲ፡ መዛሕቱ ጊዜ ብ -(e)ne እዮ ዝዛዘም።

stoler መናብር  →  stolene እቶም መናብር
dører መዓጹ  →  dørene እቶም መዓጹ
hjørner  ኩርናዓት  →  hjørnene  እቶም ኩርናዓት


ገለ ካብ ዘይሕጋውያን ቅዲ ብዙሕ ረባሕታ

et barn ቆልዓ barnet barn barna
ei bok መጽሓፍ boka bøker bøkene
en bror ሓው broren brødre  brødrene
ei søster  ሓውቲ søstera søstre søstrene
en far ኣቦ faren fedre fedrene
ei mor ኣደ mora mødre mødrene
en mann ሰብኣይ mannen  menn mennene


ዋንነታዊ

መን እንታይ ይውንን ንምምልካት፡

  1. ነቲ ናይ ወናኒ ስም -s ኣልግበሉ፡ ናይ ደኒስ ክፍሊ ወይ ክፍሉ ንደኒስ (ብዘይ ምልክት ጭርጋሕ)
    ወይ
  2. መስተዋድድ til ተጠቐም፡ ንዲና ክፍላ።

እቲ ዝውነን ነገር ፡ ኣብ ምሉእ ሓሳብ ቁ 1፡ ዘይውሱን ቅዲ፡ ኣብ ምሉእ ሓሳብ ቁ 2 ከኣ ፡ ውሱን ቅዲ ሒዙ ምህላዉ ኣስተውዕል።


መሳርዓት ኣሰዃኹዓ ቃላ

Det er

ኣብ ኖርወየኛ፡ መብዛሕቱ ጊዜ "det" ዝብል ቃል፡ኣብ መኽፈቲ ምሉእ ሓስብ፡ ከም ነቲ ቀንዲ በዓል ቤት ዝውክል ተወሳኺ በዓልቤት ጌርና ንጥቀመሉ። "En stol er på kjøkkenet" ማለት '(ሓደ) ኩርሲ ኣብ ክሽነ ኣሎ።' ምባል ኣብ ኖርወየኛ ልሙድ ኣይኮነን። ኣብ ትግርኛ ግን እዚ ኣበሃህላ እዚ ጥራሕ እዩ ዘሎ። ኣብ ኖርወየና ኣብ ክንድኡ፡ ነቲ ምሉእ ሓሳብ "det" ኢልና ብምጅማር፡"Det er en stol på kjøkkenet" ንብል።

Det er fire stoler i stua. ኣርባዕተ መናብር ኣለዋ ኣብ'ቲ ሳሎን።
Det er ei seng på Dinas rom.  ኣብ ናይ ደኒስ ክፍሊ፡ ሓደ ዓራት ኣሎ።


ኣብ ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ምሉእ ሓሳባት፡ Det ይግደፍን እዩ፤ ወላ እቲ ምሉእ ሓሳብ ብተውሳኸ ግስ ይጀምር። ( ግሲ ኩሉ ጊዜ እቲ ካልኣይ ቦታ ዝሕዝ ባእታ እዩ።

På Dinas rom er det ei seng.  ኣብ ናይ ደኒስ ክፍሊ፡ ሓደ ዓራት ኣሎ።
Editorial responsibility | Use of cookies | Privacy policy
Sign In