ሓበሬታ LearnNoW
MENU
Velkommen
ናብ LearnNow እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
ቅድሚ ምጅማርካ፡ መምርሒ ናይ LearnNoW ኣንብብ።
LearnNoW ብነጻ ዝወሃብ መርበባዊ ትምህርቲ ኖርወየኛ ንጀመርቲ እዩ።
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ተክኖሎጅን (NTNU) ኣብ ክፍሊ ቋንቋን ሰነጽሑፍን ብጉጅለ LearnNoW እዩ ዝዳሎ። ጉጅለ LearnNoW ነዚ ስራሕ'ዚ ብስም እቲ ኣብ ኖርወጂያዊ ሚኒስትሪ ትምህርትን ምርምርን ዝርከብ ኖርወጂያዊ ኤጀንሲ ትምህርቲ ንመዋእል (Vox) እዪ ዘዳልዎ።