Navigation

  • Skip to Content
NTNU Home

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti
  2. መምርሂ

Språkvelger

ሓበሬታ LearnNoW

×
  • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
  • ሰሌዳ ትሕዝቶ
  • መምርሂ
    • ትግርኛ
    • ኖርወየኛ
  • ድሕረ ባይታ
  • ዝጽዓን
MENU

Veiledning

መምርሂ

LearnNoW 12 ምዕራፋት ዝሓዘ ኰይኑ፡ ነፍሲ ወከፍ ምዕራፍ ኣብ ውሑዳትን ውሱናትን ኣርእስታት ዘትኰሩ፡ ዝተፈላለየ ትሕዝቶን ዝርጋሐን ዘለዎም ጽሑፋት ይሓቑፍ። ብኸም'ዚ ከኣ፡ኣብ ኩሎም ጽሑፋት ገለ ሓደሽቲ ብኣታታትን ድግማታትን ክህሉ እዩ።

ኩሎም ምዕራፋት ሓደ ዓይነት ቅዲ ዝርዝር ትሕዝቶ ኣለዎም። እቶም ኣርባዕተ ላዕለዎት ኣሃዱታት ብዛዕባ ኣለክስ፡ በን፡ ሰሲልየን ዲናን ናብ ዝውክኡ ጽሑፋት ይመርሑ።

ለበዋ ብዛዕባ ኣገባብ ኣጸናንዓ

  1. Chapter menuኣለክስ ካብ ዝበል ካብ ላዕሊ ጀሚርካ፤ ነቲ ጽሑፍ ኣንብቦ።
  2. ማሕደራ ቃላት ምረጽ፤ ነቶም ሓደሽቲ ዝተኣታተዉ ቃላት ከኣ ኣጽንዓዮም። (ማሕደረ ቃል ተመልከት)
  3. ጽሑፍ ከተንብብ ከለኻ፡ምስ'ኡ ነቲ ቅራጽ ድምጺ ስምዓዮ። እናንበብካ ድምጽኻ ክትቀርጽን፡ ምስ'ቲ መበቆላዊ ቅራጽ ድምጺ ከኣ ከተወዳድሮ ትኽል ኢኻ። (ምዝማድ ፊደላት ኖርወየኛንን ትግርኛን ተመልከት)
  4. እቲ ናይ መወዳእታ ትሕተ-ክፋል ኣሃዱ ትሕዝቶ፡ ተወሳኺ ባእታታት የቕርበልካ (ንኣ፡ ኣሃዛት ኣብ ትሕቲ ጽሑጽ 2A)።
  5. ነዞም ባእታታት ኣጽንዓዮም። ክትለማመዶ እትደሊ መግለጺ ሰዋስው ድማ ካብ ሰዋስው ምርጽ።
  6. ሕጂ ናብ ኣለክስ ተመሊስካ፡ ነቲ ኣብ የማናይ ወገን፡ኣብ ትሕቲ እቲ ስእሊ ዝርከብ፡ ኣብ ውሽጢ'ቲ ሰማያዊ መቓን ዘሎ መለማመዲ ስርሓዮ።

ነዞም ደረጃታት እዚኣቶም ምስ ኣማላእካ፤ ናብ በን ክትቅጽል ትኽእል ኢኻ። ናብ ሰሲልያን ዲናን ቅድሚ ምስጋርካ፤ነዚ ደረጃ እዚ፡ ልከዕ ከም'ቲ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝተኸተልካዮ ኣገባብ ገይርካ ስርሓዮ።

ናይ ምዝራብ ዓቕምኻ ንምምሕያሽ፡ ነቲ ናይ ኣደማምጻን ምስማዕን ልምምዳት ዝሓዘ ገጻት ተጠቐመሉ።

ቀድሚ ናብ ዝቕጽል ምዕራፍ ምስጋርካ፤ነቲ ከተጽንዖ ዘለካ ትሕዝቶ ብግቡእ ተማሂርካዮ እንተ ኰንካ፡ ምርግጋጽ ከድልየካ ይኸውን'ዩ። ኣብ'ቲ ናይ ልምምዳት ገጽ፡ኩሉ'ቲ ኣብ ውሽጢ ሓደ ምዕራፍ ዝርከብ ልምምድ ኣብ ሓደ ተኣኪቡልካ ኣሎ። ነቲ ልምምዳት ወላ'ኳ ኣቐዲምካ ገርካዮ እንተዀንካ፤ ድግማ ንኽዀነካ ሓንሳብ ንኹሉ እንተ ሓሊፍካዮ ብዙሕ ክጠቕመካ'ዩ።

ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ውሽጢ ነፍሲ ወከፍ ምዕራፍ ዝርከቡ ዝርዝር ቃላት ዝሓዘ፡ ገጽ ማሕደረ ቃላት ክትውከስ ጽቡቕ እዩ። ክንደይ ዝኾኑ ሓደሽቲ ቃላት ተማሂርካ? ንቕድሚት ቅድሚ ምቕጻልካ፤ እንተወሓደ፡ ሓደ 80% ካብኣቶም ኣጽኒዕካ ክትከውን ኣለካ።

ኩሎም እቶም ኣብ እቲ ተወሳኺ ትምህርቲ ዝሓዘ ገጽ ዝርከቡ ባእታታት፡ ምስ እቶም ካብ'ቲ በጺሕካዮ ዘለኻ ምዕራፍ ክትመሃሮም ዘለካ ነገራት ዝዛመዱ ኰይኖም፤ ኣብ መስርሕ ምምሃር'ውን ዓይነታዊ ለውጢ የበርክቱ።

ሕጂ፡ ናብ'ቲ ዝቕጽል ምዕራፍ ክትሰግርን፤ በዚ ዝተገልጸ ኣገባብ ድማ መጽናዕትኻ ክትቅጽል ትኽእል ኢኻ።

ኣብ ልዕሊ'ዚ ብLearnNoW ዝወሃብ ትምህርቲ፤ ናብ መወከሲ ሰዋሰው ዝወስድ ግጋማዊ ቀለቤት መራኸቢ ኣብ ትሕቲ'ቲ ኣሃዱ ትሕዝቶ ክትረክብ ኢኻ።

ማሕደረ ቃላት

ሓዲሽ ቋንቋ ክትመሃር ከለኻ፡ብፍላይ ኣብ'ቲ ፈለማ መድረኽ፡ ቃላት ምጽናዕ ኣዝዩ ኣድላዪ እዩ። እዚ ከኣ ጽዑቕ ልምምድን ምድግጋም ይጥይቕ። በዚ ምኽንያት፡ LearnNoW ንኣመሃህራ ቃላት ብዝተፈላለይ ኣገባባት ኣቕሪቡዎ ኣሎ።

ቀሊል ዝርዝር ቃላት ኣብ ትሕቲ ተነባቢ ጽሑፍን (ኣሃዱ ትሕዝቶ ማሕደር ቃላት) ኣብ ማሕደረ ቃላትን (a - å) ትረክብ። ከምኡ'ውን ተወሳኺ ደቂቕ መግለጺ ዝሓዙ ሰሌዳታት ብደረጃ ምዕራፍን፡ ብፊደል ተሰሪዖም ኣብ ገጽ ሰሌዳ ማሕደረ ቃላትን ቀሪቦም ኣለዉ።

Vocabulary table

ነቲ ሰማያዊ ዝሕብሩ መራኸቢ ቃል ብምጽዋቕ፡ ንኹሎም ዝርዝር ቃላት ብድምጺ ክትሰምዖም ትኽእል ኢኻ። ብተወሳኺ፡ ኣብ ትሕቲ ነፍሲ ወከፍ ካብ ንባብ ዝተዋጽኡ ቃላት፡ እካበ ወረቐት ሓበሬታ (Flashcards) ኣዳሊና ኣለና።

Flashcards

ኣብ'ዚ፡ቀለልቲ ልምምዳት ካብ ኖርወየኛ ናብ እንግሊዘኛ (A)፡ ካብ እንግሊኛ ናብ ኖርወየኛ (B) ወይ ካብ Quizlet ፍታሕ ዝሓዘ ወረቐት ሓበሬታ (C) ክትመርጽ ትኽእል።

መቆጻጸሪ ቅሩጽ ድምጺ

ናይ ነፍሲ ወከፍ ንባብ ቅጥዓዊ ፍጥነትን (100%) ዝሑል ፍጥነትን (70%) መምረጺ ዘገልግል መቆጻጸሪ ምሕላፍ ምምላስ ኣለዎ።

Playback control

እዞም መቈጻጸሪታት፡ካብ'ቲ እትጥቀመሉ መፍተሺ መርበብ ዝተላዕለ፡ዝተፈላለዩ ኰይኖም ክረኣዩኻ ይኽእሉ እዮም።

መቕረጺ ድምጺ ንኽትጥቀም ነቲ ቅረጽ ዝብል መልጎም ጠውቕ። እዚ ሓሙሽተ መላጕም ኣለዎ፤ ወልዕ፣ ቅረጽ፣ ኣቑም፣ ፍጥነት ወስኽ/ኣጕድል ከምኡ'ውን ሰነድ ዕቘር ዘበል።

Recorder control

ኣስተውዕል! መቕረጺ ኣፕለት NanoGong ንምጥቃም ምንእንቲ ክትክእል፡ ጃቫ የድልየካ። ብዛዕባ'ዚ ኣፕለት ብቐጻሊ ካብ ምሕታት ምእንቲ ክትድሕን፡ ንምስክር ድሕንነት ኣሕታሚ ነቲ «Do not show this again ...» ዝብል ሓበሬታ ብምጥቃቕ ተቐበሎ።

Run NanoGong

Editorial responsibility | Use of cookies | Privacy policy
Sign In