Navigasjon

  • Hopp til innhold
NTNU Hjemmeside

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti
  2. 9
  3. ሰዋስው

Språkvelger

9 ሰዋስው LearnNoW

×
  • Alex
  • Ben
  • Cecilie
  • Dina
  • ሰዋስው
  • ስርዓርት ኣደማምጻ
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ
MENY

9 Grammatikk

9 ሰዋስው


ክንዲ ኣስማት

ናይ ዋንነት ክንዲ ኣስማት

ናይ ዋንነት ክንዲ ኣስማር ሓበሬታ ብዛዕባ ወናኒ ይህቡ። ወናኒ jeg (ኣነ) እንተ ኰይኑ፡ ውናኒ ከተመልክት min, mi ወይ mitt ትጥቀም፡ ምስ ጾታት ናይ'ቲ ዝውነን ነገር እናኣሰማማዕካ። እቲ ዝውነን ስም ብዙሕ ረባሕታ እንተ ደኣ ኣለዎ፡ mine ትጥቀም፡

Faren min er lærer.  ኣቦይ መምህር እዩ።
Mora mi er også lærer.  ኣደይ'ውን መምህር እያ።
Huset mitt er gammelt.  ገዛይ ኣረጊት እዩ።
Bøkene mine ligger i sekken.  መጻሕፍተይ ኣብ ማሕፉዳይ ኣሎ።


ናይ ዋንነት ክንዲ ኣስማት dinን (ናትካ/ናትኪ) vårን (ናትና) እዋን ምስ ጾታን ቁጽርን ናይ ተወናኒ ነገር ክሰማምዑ ኣለዎም። hans (ናቱ), hennes (ናታ) and deres (ናትኩም/ናታትኩም) ግን ካብ'ዚኣቶም ይፍለዩ።

ወናኒ ተባዕታይ ኣንስታይ ኣጕል ብዙሕ
ኣነ faren min
ኣቦይ
mora mi
ኣደይ
huset mitt
ገዛይ
bøkene mine
መጻሕፍተይ
ንስኻ/ኺ faren din
ኣቦኻ/ኺ
mora di
ኣደኻ/ኺ
huset ditt
ገዛኻ/ኺ
bøkene dine
መጻሕፍትኻ/ኺ
ንሱ faren hans
ኣቦኡ
mora hans
ኣደኡ
huset hans
ገዝኡ
bøkene hans
መጻሕፍቱ
ንሳ faren hennes
ኣቦኣ
mora hennes
ኣደኣ
huset hennes
ገዝኣ
bøkene hennes
መጻሕፍታ
ንሕና faren vår
ኣቦና
mora vår
ኣደና
huset vårt
ገዛና
bøkene våre
መጽሓፍትና
ንስኻትኩም/
ንስኻትክን
faren deres
ኣቦኹም/ኣቦኽን
mora deres
ኣደኹም/ኣደኽን
huset deres
ገዛኹም/ ገዛኽን
bøkene deres
መጽሓፍኩም/ መጽሓፍክን
ንሳቶም/
ንሳተን
faren deres
ኣቦኦም/ኣቦአን
mora deres
ኣደኦም/ ኣደአን
huset deres
ገዝኦም/ ገዝአን
bøkene deres
መጻሕፍቶም/ መጻሕፍተን


ኣብ ኖርወየኛ፡ ናይ ዋንነት ክንዲ ኣስማት፡ ኣብ ቅድሚ እቲ ተወናኒ ነገር፡ ከም'ዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ኣብነታት፡ ወይ'ውን ኣብ ድሕሪ እቲ ተወናኒ ነገር ክሰፍሩ ይኽእሉ፡faren min ወይ min far።

እቲ ስም፡ ኣብ'ቲ ቀዳማይ ኣብነት ውሱን መሳርዕ ከም ዘለዎ፤ ኣብ'ቲ ካልኣይ ኣብነት ግን ዘይውሱን መስርዕ ከም ዘለዎ ኣስተውዕል።

faren min  ግን min far 
mora di  ግን di mor 
huset hennes  ግን hennes hus 
bøkene våre  ግን våre bøker 
faren deres  ግን deres far 

ኣስማት

ውሕደት ኣስማት

ሓደ ሓደ ጊዜ፡ ንሓደ ነገር ብልክዕ ንምግላጽ፡ ክልተ ወይ ካብ ክልተ ዝበዝሑ ኣስማት የድልዩና። ኣብ ከም'ዚ ኩነት፡ ኣብ ኖርወየኛ እቶም ኣስማት ከም ሓደ ቃል እዮም ተላጊቦም ዝጸሓፉ። እቲ ኣብ መወዳእታ ዝርከብ ስም፡ እንታይነት ናይ'ቲ ቃል የውስእ፤ እቲ ቀዳማይ ክፋል ናይ'ቲ ቃል ከኣ ልክዕ ሓቤረታ ይህብ።

et møte + et rom  = et møterom (መኣከቢ ክፍሊ፣ ንኣኼባ ዘገልግል ክፍሊ)
et prosjekt + en leder  = en prosjektleder (መራሒ ውጥን፤ ናይ ውጥን መራሒ)


እቲ ናይ መወዳእታ ክፋል ናይ'ቲ ውሕደት ስም፡ ጾታን ረባሕታን ይገልጽ።

ei stue + et bord
 
= et stuebord – mange stuebord (bord ሓጺር ኣጕል እዩ)
(ጣውላ መቐበል ኣጋይሽ – ብዙሓት ጣዋሉ መቐበል ኣጋይሽ)


ገሊኣቶም ውሕደት ኣስማት -s- ወይ -e ገይርካ ይላገቡ።

en tid + en frist  = en tidsfrist (ገደብ ጊዜ)
et barn + en hage  = en barnehage (መዋዕለ ሕጻናት)

መሳርዕ ኣሰዃዅዓ ቃላት

ኣዛማዲ ሓርግ

ኣብ ኖርወየኛ som ከም ኣዛማዲ ክንዲ ስም የገልግል። ትግርኛ ግን ርእሱ ዝኸኣለ፡ ኣዛማዲ ክንዲ ስም የብሉ። ኣዛማዲ ከንዲ ስም ብጥብቆ ኣሃዝ 'ዝ' እዩ ዝግለጽ።

Jeg har en bror. Han er 30 år gammel.
ሓው ኣለኒ። ንሱ 30 እዩ ዕድመኡ።
 →
 
Jeg har en bror som er 30 år gammel.
30 ዝዕድመኡ ሓው ኣሎኒ።
Jeg har en katt. Den er søt.
ድሙ ኣላትኒ። ጸብቕቲ እያ።
 → 
 
Jeg har en katt som er søt.
ጽብቕቲ ዝኾነት ድሙ ኣላትኒ።
Jeg har en bil. Den er ny.
ማኪና ኣላትኒ። ሓዳሽ እያ።
 → 
 
Jeg har en bil som er ny.
ሓዳሽ ዝኾነት ማኪና ኣላትኒ።


ኣዛማዲ ሓርግ ጽግዕተኛ ሓረግ ስለዝኾነ፤ ከም ikke ዝኣመሰሉ ተውሳኸ ግስታት፡ ኣብ ኣዛማዲ ሓርግ ቅድሚ ግሲ ይሰፍሩ፡

Jeg har en bil som ikke er ny.  I have a car which is not new.  


ኣብ'ዞም ኣብ ላዕሊ ተዋሂቦም ዘለዉ ኣብነታት፡ som በዓል ቤት ናይ'ቲ ኣዛማዲ ሓሳብ እውን እዩ። som በዓል ቤት ናይ'ቲ ኣዛማዲ ሓረግ እንተ ደኣ ዘይኰይኑ፡ በዓል ቤት ቀጥታ ድሕሪ som ይመጽእ፡ ልክዕ ከም ዝኾነ ካልእ ኣጸጋዒ መስተጻምር።

Jeg har en bil som jeg kjøpte i juni.  ኣብ ሰነ ዝገዛእኩዋ ማኪና ኣላትኒ።


Da - når

daን nårን ክልቲአን ንሓደ እዋን ወይ ግዜ ይስምዓ።

da ንሓደ ውሱን ወይ ብቐጻሊ ንነዊሕ ግዜ ኣብ ሕሉፍ እዋን ዘጋጠመ ኩነት ንምምልካት ንጥቀመሉ፡

Alex traff Jens da han begynte i barnehagen.
ኣለክስ ንየንስ መዋዕለ ሕጻናት ኣብ ዝጀመረሉ እዋን እዩ ተፋሊጡዎ።


når ንዝውቱርን ዝደጋግምን ተግባር፡ ኣብ ሕሉፍ ጊዜ ንዝተፈጸመ ተግባር ከይተረፈ፡ ንምምልካት ንጥቀመሉ፡

Jeg liker å slappe av når jeg kommer hjem fra jobben.
ኣብ ስራሕ ንገዛ ምስ ኣተኹ፡ ክዕርፍ ባህ ይብልኒ።
Jeg likte alltid å slappe av når jeg kom hjem fra jobben.
ኩሉ ጊዜ ካብ ስራሕ ንገዛ ምስ ኣተኹ፡ ምዕራፍ እፍተወኒ ነይሩ።


når ኣብ መጻኢ እዋን ንዝፍጸም ተግባር ንምምልካት'ውን ንጥቀመሉ ኢና።

Jeg skal ta eksamen når kurset er ferdig.
እቲ ዓውደ ትምህርቲ ምስ ተወድአ፡ መርመራ ክወስድ እየ።
Ansvarlig redaktør | Bruk av informasjonskapsler | Personvern
Logg inn