Navigation

  • Skip to Content
NTNU Home

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti
  2. 7
  3. ሰዋስው

Språkvelger

7 ሰዋስው LearnNoW

×
  • Alex
  • Ben
  • Cecilie
  • Dina
  • ሰዋስው
  • ስርዓርት ኣደማምጻ
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ
MENU

7 Grammatikk

7 ሰዋስው


ግስታት

ሕሉፍ እዋን (ውዱእ ፍጻሜ)

ኣብ ዝተወሰነ ሕሉፍ ግዜ (ንኣብነት፡ ትማሊ) ዘጋጠመ ፍጻሜ ክንገልጽ ክንደልይ ከለና ሕሉፍ እዋን ናይ ግሲ ንጥቀም።

Hun kjøpte ei jakke i går.  ንሳ ጃኬት ገዚኣ ትማሊ ።


ሕጋውያን ጕጅለ ግሲ

ሕጋውያን ግስታት ኣብ ኣርባዕተ ጉጅለ ይኸፈሉ።

1ይ ጉጅለ

ድሕረ ጥብቆ -et ዝወስዱ ግስታት፤ መብዛሕቶም ቅድሚ እቲ መመልከቲ ዘይውሱነንት -e ክልተ ጥምሮ ድምጺታት ዝሓዙ ግስታትን ውሑዳት t፣ g፣ ወይ dን ዘለዎም ግስታትን ይርከቡዎም።

ዘይውሱን å snakke  ምዝራብ å vente  ምጽባይ å lage  ምግባር
ሕሉፍ እዋን snakket  ventet  laget 


2ይ ጉጅለ

ድሕረ ጥብቆ -te ዝውሰኸሎም ግስታት፤ መብዛሕቶም ብሓደ ጥምሮ ድምጺ ዝቖሙ ግስታት ኣብ'ዚ ጉጅለ ይምደቡ።

ዘይውሱን å kjøpe  ምግዛእ å spise  ምብላዕ
ሕሉፍ እዋን kjøpte  spiste 


ገለ ውሑዳት ክልተ ጥምሮ ድምጺ ዝሓዙ ግስታት ኣብ'ዚ 2ይ ጉጅለ ከምዝርከቡ ድማ ኣስተዕል፤

ዘይውሱን å begynne  ምጅማር
ሕሉፍ እዋን begynte 


3ይ ጉጅለ

ድሕረ ጥብቆ -de ዝውስኹ ግስታት፤ v ን ei ዘለዎም ግስታት ኣብ'ዚ ይምደቡ።

ዘይውሱን å prøve  ምፍታን å greie  ምኽኣል å leie  ምክራይ
ሕሉፍ እዋን prøvde  greide  leide 


4ይ ጉጅለ

ድሕረ ጥብቆ –dde ዝወስዱ ግስታት፤ ኣብ ቅዲ ዘይውሱን መሳርዕ፡ -e ዘይብሎን ግስታት ኣብ 4ይ ጉጅለ ይምደቡ።

ዘይውሱን å bo  ምንባር å bety  ማለት ማዃን፣ ምምልካት
ሕሉፍ እዋን bodde  betydde 


ዘይሕጋውያን ግስታት

ዘይሕጋውያን ግስታት ካልእ ቅዲ ይኸተሉ። መብዛሕቱ ጊዜ፡ ኣብ ሕሉፍ እዋን ናይ ኣድመጽቲ ምልውዋጥ የርእዩ።

ዘይውሱን å dra  ምኻድ/ምጕዓዝ å drikke  ምስታይ å finne  ምርካት
ሕሉፍ እዋን dro  drakk  fant 


ካልኦት ዘይሕጋውያን ግስታት ኣብ ምዕራፍ 7፡

ዘይውሱን   ሕሉፍ እዋን
å bli  ምዃን ble 
å gå  ምጕዓዝ/ብእግሪ ምኻድ gikk 
å ha  ምህላው/ምውናን hadde 
å komme  ምምጻእ kom 
å se  ምርኣይ så 
å si  ምባል sa 
å sitte  ኮፍ ምባል satt 
å skrive  ምጽሓፍ skrev 
å slå på  ምውላዕ slo 
å ta  ምውሳድ tok 
å treffe  ምርካብ/ ምእካብ traff 
å være  ምኻን/ ምህላው var 


ተወሰኽቲ ዘይሕጋውያን ግስታት ኣብ ምዕራፍ 8 ተመልከት፤


ኣስማት

ፍሉይ ቅዲ ረባሕታ ብዙሕ ናይ ተባዕታዊ ጾታ ዘለዎም ኣስማት

ኣብ ምዕራፍ 3፡ ከም ቅቡል፡ እቶም ተባዕታይ ጾታ ዘለዎም ኣስማር፡ ኣብ ቅዲ ውሱንን ዘይውሱንን ብዙሕ ቁጽሪ፡ (e)r ን -(e)ne ብምውሳኽ ከምዝረብሑ ተማሂርና ነይርና። ንኣብነት፡ hunder (ኣኽላባት፡ ዘይውሱን፡ ብዙሕ) and hundene (እቶም ኣኽላባት)።

ገሊኣቶም ተባዕታይ ረባሕታ ዘለዎም ኣስማት ግን ነዚ ግሒ'ዚ ኣይክተሉን እዩም፤

1. ብ -er ዝውድኡ፡ መብዛሕቶም ንሰባት ዘመልክቱ ኣስማት፡ ኣብ ናይ ብዙሕ ቁጽሪ ረባሕታ -e and -ne ኣለዎም፤

en lærer  læreren  lærere  lærerne 
መምህር እቲ መምህር መማህራን እቶም መማህራን


2. ብ -el ዝውድእ ስም፡ -er ን -ene ን ክውሰኸሉ ከሎ፡ ነቲ ሓደ -e ነትርፎ፤ ነቲ ድርብ ተደማጺ ድማ ሓደ ንቕንሰሉ።

en nøkkel  nøkkelen  nøkler  nøklene 
(ሓደ) መፍትሕ እቲ መፍትሕ መፋትሕ እቶም መፋትሕ

ቅጽላት

ካልኦት ቅድታት

እቶም ብ -el ን -en ዝውድኡ፡ ከም gammel (ኣረጊት) and sulten (ጥሙይ፣ ጥምይቲ) ዝኣመሰሉ ቅጽላት፡ ነቲ ቀንዲ ቅዲ ቅጽላት ይክተሉን እዮም። ምልክት ብዙሕ ረባሕታ -e ክንውስኽ ከለና፡ እቲ ሓደ -e ይጥፍእ። ብተወሳኺ፡ ድርብ ተደመጽቲ ፊደላት ዘለዎም ቅጽላት፡ሓደ ተደማጺ ፊደል ይጐድሎም።

ገለጻዊ መሳርዕ

ንጽል     ብዙሕ
ተባዕታይ ኣንስታይ ኣጕል  
en gammel hund  ei gammel veske  et gammelt bord  gamle hunder/vesker/bord 
(ሓደ) ኣረጊት ከልቢ (ሓንቲ) ኣረጊት ናይ ኢድ ቦርሳ (ሓደ) ኣረጊት ጣውላ ኣርግቶት ኣኽላባት/ናይ ኢድ ቦርሳታት/ጠዋሉ
en sulten gutt  ei sulten jente  et sultent barn  sultne gutter/jenter/barn 
(ሓደ) ጥሙይ ወዲ (ሓንቲ) ጥምይቲ ጓል (ሓደ) ጥሙይ ቆልዓ ጥሙያት ኣወዳት/ኣዋልድ/ቆልዑት


ትንቢታዊ መሳርዕ

ንጽል     ብዙሕ
ተባዕታይ ኣንስታይ ኣጕል  
Hunden er gammel.  Veska er gammel.  Bordet er gammelt.  Hundene/veskene/bordene er gamle. 
እቲ ከልቢ ኣረጊት እዩ። እተን ናይ ኢድ ቦርሳታት ኣረግቶት እየን። እቲ ጣውላ ኣረጊት እዩ። The dogs/handbags/tables are old. 
Gutten er sulten.  Jenta er sulten.  Barnet er sultent.  Guttene/jentene/barna er sultne. 
እቲ ወዲ ጠምዩ። እታ ጓል ጠምያ። እቲ ቆልዓ ጠምዩ። እቶም ኣወዳት/እተን ኣዋልድ/እቶም ቆልዑ ጠምዮም።


ምስ ናይ ምምሳል ግሲ ክጻመድ ከሎ

እቲ adjective + መሰለ (ንሱ ኣረጊት ይመስል) ዝገለጽ ኣበሃህላ፡ ኣብ ኖርወየኛ ብ å se + adjective + (ተውሳኸ ግስ) ut እዩ ዝግለጽ።

እቶም ቅጽላት ነቲ ኣብ ምዕራፍ 5፡ 6ን 7ን ኣብ ትሕቲ ገለጻዊ መሳርዕ ዝተዋህበ ትንታነ ይኽተሉ። ኣብ ታሕቲ፡ ብቅጽላት fin (ጽቡቕ) ን gammel (ኣርጊት) ናይ'ዚ ኣብነታት ተዋሂቡ ኣሎ።

ንጽል     ብዙሕ
ተባዕታይ ኣንስታይ ኣጕል  
Bilen ser fin ut.  Boka ser fin ut.  Huset ser fint ut.  Bilene ser fine ut. 
እታ ማኪና ጽብቕቲ ትመስል። እቲ መጽሓፍ ጽቡቕ ይመስል። እቲ ገዛ ጽቡቕ ይመስል። እተን መካይን ጽቡቓት ይመስላ።
Bilen ser gammel ut.  Boka ser gammel ut.  Huset ser gammelt ut.  Bilene ser gamle ut. 
እታ ማኪና ኣረጊት ትመስል። እቲ መጽሓፍ ኣረጊት ይመስል። እቲ ገዛ ኣረጊት ይመስል። እተን መካይን ኣረግቶት መስላ።

ብዝሒ ዝገልጹ ቃላት

Mange (ብዙሕ) ን noen (ገለ) ን ምስ ዝቑጸሩ ኣስማት እዮም ዝዝውተሩ።

Det er mange kaféer i sentrum.  ኣብ ከተማ ብዙሕ እንዳ ቡናት ኣሎ።
Ben har noen hyller på kontoret.  በን ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ገለ ኣኻብሓት ኣሎዎ።


Noen ምስ ናይ ሰባት ኣስማት 'ገለ ሰብ' ንምስማዕ ንጥቀመሉ።

Noen kommer der borte.  ገለ ሰብ በቲ ይመጽእ ኣሎ።


Mye (ብዙሕ/ብርክት ዝበለ)ን noe (ገለ፡ ቁሩብ)ን ምስ ዘይቁጸሩ (እኩባት) ኣስማት ኢና ነዘውትሮ።

Sjefen kommer med mye informasjon.  እቲ ሓለቓ ብዙሕ ሓበሬታ ይህብ።
Ben drikker mye kaffe.  በን ብዙሕ ቡን ይሰትይ።
Ben kjøper noe kaffe.  በን ቁሩብ ቡን ይገዝእ።


Noe ምስ ስም ከየጻመድካ'ውን ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ። ኣብ'ዚ 'ገለ ነገር' ወይ 'ዝኾነ ነገር' የስምዕ።

Vil dere ha noe å spise?  ገለ ክትበልዕ'ዶ ትደልይ ኢኻ?
Editorial responsibility | Use of cookies | Privacy policy
Sign In