Navigation

  • Skip to Content
NTNU Home

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti
  2. 6
  3. ሰዋስው

Språkvelger

6 ሰዋስው LearnNoW

×
  • Alex
  • Ben
  • Cecilie
  • Dina
  • ሰዋስው
  • ስርዓርት ኣደማምጻ
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ
MENU

6 Grammatikk

6 ሰዋስው


ክንዲ ኣስማት

ኣመልከቲ ክንደ ኣስማ

ኣመልከቲ ክንደ ኣስማት ንግዛዓት ከምኡ'ውን ንካብ ካልኦት ግዛዓት ዘለዎም ርሕቀት የንጽሩ።

Denne ን den ን ምስ ንጽል ተባዕታይን ንጽል ኣንስታይን ኣስማት ይዝውተሩ።
Dette ን det ን ምስ ንጽል ኣጓጒል ኣስማት ይዝውተሩ።
Disse ን de ን ምስ ብዙሕ ቁጽሪ ዘለዎም ኣስማት ይዝውተሩ።


እቶም ብማልካቲ ክንደ ስም ዝንጽሩ ኣስማት ውሱን ቅዲ ይሕዙ፡ denne bilen etc.. እዛ መኺና።

  ቀረባ   ርሑቕ  
ተባዕታይ denne koppen  this cup  den koppen  እቲ ኩባያ
ኣንስታይ denne døra  this door  den døra  እቲ ማዕዞ
ኣጓጕል dette glasset  this glass  det glasset  እቲ ብርጭቆ
ብዙሕ ቁጽሪ disse koppene  these cups  de koppene  እቶም ብርጭቶታት

ግስታት

ዘይውሱን

ኣብ ምዕራፍ 2 ብዛዕባ ሓባሪ ዘይውሱንነት å ተማሂርና፤

Hyggelig å hilse på deg.  ጽቡቕ ሌላ።
Dina begynner å bli trøtt.  ዲና ክትደክም ትጅምር ኣላ።


ብተወሳኺ፡ ገሊኦም ምስ መተዋድድ ዝዝውተሩ ኣበሃህላታት å + infinitive ይኸተሎም፤

for å  ምእንቲ ክ+ግስ (ኣብነት፡ ምእንቲ ክኸውን) Dina går til disken for å bestille. 
å ha lyst til  ምደለኹ/ደስ ምበለኒ Dina har lyst til å kjøpe klær. 


ሓገዝቲ ግስታት ብዘይ ዋና ኣንቀጽ (ናይ ምንቕስቓሳት ኣበሃህላ)

እቲ ናይ ዘይውሱንነት ሓባሪ å ድሕሪ ሓገዝቲ ግስታት ኣንጥቀመሉን ኢና (ምዕራፍ 3 ተወከስ)።

ሓደ ሓጋዚ ግሲ ንምንቅስቓስ ዝገልጽ ኣበሃህላ ምስ ዝኽተሎ፡ እቲ ኣውራ ግሲ ክግደፍ ይከኣል እዩ። እቲ ኣውራ ግሲ gå (ኸደ), dra (ነቐለ) or reise (ገየሸ)

Hun skal reise til Paris   →  Hun skal til Paris.  ንፓሪስ ትኸይድ ኣላ።
Nå må de gå tilbake.   →  Nå må de tilbake.  ሕጂ ክምለሱ ኣለዎም።

ቅጽላት

ኣብ ምዕራፍ 5 ቀንዲ ቅዲ ቅጽላት ተማሂርና፤ መብዛሕቶም ቅጽላት ምስ ኣጓጕል ጾታ ብ -t ምስ ብዙሕ ቁጽሪ ከኣ ብ -e ይዛዘሙ።

ገለጻዊ መሳርዕ

ንጽል     ብዙሕ
ተባዕታይ ኣንስታይ ኣጓጕል  
en brun stol  ei brun seng  et brunt bord  brune stoler/senger/bord 
ቡናዊ መንበር ቡናዊ ዓራት ቡናዊ ጣውላ ቡናውያን መናብር/ዓራውቲ/ጠዋሉ


ትንቢታዊ መሳርዕ

ንጽል     ብዙሕ
ተባዕታይ ኣንስታይ ኣጓጕል  
Stolen er brun  Senga er brun  Bordet er brunt  Stolene/sengene/bordene er brune 
እቲ መንበር ቡናዊ እዩ። እቲ ዓራት ቡናዊ እዩ። እቲ ጣውላ ቡናዊ እዩ። እቶም መናብር/ዓራውቲ/ጣዋሉ ሓመዳውያን እዮም።


ኮይኑ ግን፡ ካልኦት ቅድታት ቅጽላት እውን ኣለዉ፡

ካልኦት ቅድታት

  ተባዕታይ ኣንስታይ ኣጓጕል ብዙሕ
1.  en ny kjole  ei ny lue  et nytt bord  nye klær 
2.  en billig kjole  ei billig lue  et billig bord  billige klær 
3.  en tysk kjole  ei tysk lue  et tysk bord  tyske klær 
4.  en praktisk kjole  ei praktisk lue  et praktisk bord  praktiske klær 
5.  en moderne kjole  ei moderne lue  et moderne bord  moderne klær 
6.  en grønn kjole  ei grønn lue  et grønt bord  grønne klær 
  1. ብዝጕልሑ ኣድመጽቲ ዝውድኡ ብሓደ ጥምሮ ድምጺ ዝቖሙ ቅጽላት፡ ኣጓጕል ጾታ ክህልዎም ከሎ -tt ይወስዱ (ny - ሓድሽ)።
  2. ብ -ig ዝውድኡ ቅጽላት፡ ምስ ኣጓጕል ጾታ –t ኣይወስዱን እዮም።
  3. ብ -sk ዝውድኡ ንዘግነት ሰምዑ ቅጽላት፡ ምስ ኣጓጕል ጾታ -t ኣይወስዱን እዮም (tysk - ጀርመን)።
  4. ብ -isk ዝውድኡ ባዕዳውያን ቅጽላት፡ ምስ ኣጓጕል ጾታ -t ኣይወስዱን እዮም (praktisk - ግብራዊ)።
  5. ብ -e ዝውድኡ ቅጽላት፡ ምስ ኣጓጕል ጾታ -t ኣይወስዱን እዮም (moderne - ዘመናዊ)።
  6. ድርብ ተደማጺ ፊደል ዘለዎም ቅጽላት፡ ቅድሚ -t ምውሳኾም ነቲ ሓደ ተደማጺ ፊድል የጕድልዎ (grønn - ቀጠልያ)።

Liten og annen

Liten (ንእሽተይ) ን annen (ካልእ) ዘይስሩዓት ማለት ስርዓርት ዘይክተሉ ቅጽላት እዮም፤

ግለጻዊ መስርዕ

ንጽል     ብዙሕ
ተባዕታይ ኣንስታይ ኣጕል  
en liten bil  ei lita bok  et lite bord  små biler/bøker/bord 
ንእሽተ መኪና ንእሽተ መጽሓፍ ንእሽተ ጣውላ ንኣሽቱ ማካይን/መጽሓፍቲ/ ጣዋሉ
en annen bil  ei anna bok  et annet bord  andre biler/bøker/bord 
ካልእ ማኪና ካልእ መጽሓፍ ካልእ ጣውላ ካልኦት መኻይን/መጽሓፍቲ/ ጣዋሉ


ትንቢታዊ መሳርዕ

ንጽል     ብዙሕ
ተባዕታይ ኣንስተይቲ ኣጕል  
Bilen er liten  Boka er lita  Skjerfet er lite  Bilene/bøkene/skjerfene er små 
እታ ማኪና ንእሽተይ እያ ። እቲ መጽሓፍ ንእሽቶ እዩ። እቲ ጣውላ ንእሽቶ እዩ። እተን መካይን/መጻሕፍቲ/ጣዋሉ ንኣሽቱ እየን ።


Annen (ካልእ) ኣብ ትንቢታዊ ቦታ ኣንይጥቀምሉን ኢና።

Editorial responsibility | Use of cookies | Privacy policy
Sign In