Navigation

  • Skip to Content
NTNU Home

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti
  2. 2
  3. ስርዓት ኣደማምጻ

Språkvelger

2 ስርዓት ኣደማምጻ LearnNoW

×
  • Alex
  • Ben
  • Cecilie
  • Dina
  • ሰዋስው
  • ስርዓት ኣደማምጻ
    • CALST
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ
MENU

2 Uttale

2 ስርዓት ኣደማምጻ

ኖርወያውያን ኣድመጽቲ

ኖርወያዊ ኣልፋቤት ትሽዓተ ኣድመጽቲ ይሓቑጽ።

A, E, I, O, U, Y, Æ, Ø, Å

ምልክታት ኣድመጽቲ ሓጺር ወይ ነዊሕ ድምፊ ከመልክቱ ይኽእሉ። ትሽዓቲኦም ኣድመጽቲ ከም ሓጺር ወይ ነዊሕ ጽምጺ ከይኖም ክኽሰቱ ይኽእሉ እዮም። ኣብ'ዞም ዝስዕቡ ኣብነታት፡ ክልተ ነጥቡ (ኮሎን) ነዊሕ ኣድማጺ የመልክት። ክልተ ነጥቦ ዘይብሉ ምልክት ድማ ሓጺር ኣድማጺ የመልክት።

መብዛሕቱ ጊዜ፡ ሓደ ኣድማጺ ቅድሚ ክልተ ወይ ካብ ክልተ ንላዕሊ ተደመጽቲ ክመጽእ ከሎ ይሓጽር።

<takk>  /'tɑk/  የቐንየለይ 
<legge>  /'lege/  ምቕማጥ 

ኣብ ካልእ ኩነታት፡ ከም ልሙድ ኣድማጺ ነዊሕ እዩ።

<ta>  /'tɑː/  ወሰደ 
<tak>  /'tɑːk/  ናሕሲ 
<lege>  /'leːge/  ሓኪም 

ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ መንጎ ሓጸርትን ነዋሕትን ኣድመጽቲ ዘሎ ፍልልይ፡ ኣብ ኖርወየኛ ገሊኦም ኣድመጽቲ ፊደላት ዝተፈልየ ድምጺ ክውክሉ ይኽእሉ እዮም።

1) ኣብ መብዛሕቶም ቃላት፡ ሓጺር ኣድማጺ < o > ከም < å > እዩ ዝድመጽ፤

<komme>  /'kome/  መጽአ 
<jobbe>  /'jobe/  ሰርሐ 

2) ሓጺር < u > ከኣ < o > ክድመጽ ይኽእል እዩ።

<nummer>  /'numer/  ኣሃዛት 

3) ምስ መብዛሕቶም < e > + r ዝርከቡዎም ቃላት፡ ሓጺርን ነዊሕን < e > ከም < æ > ይድመጹ።

<terminal>  /tærmi'nɑːl/  ጭንፈር መዋፈሪ 
<er>  /'æːr/  እየ፡ ኢኻ/ኢኺ/ኢኻትኩም/ኢኻትክን/እዮም/ እየን፡ እዩ 
<her>  /'hæːr/  ኣብዚ 

4) ምስ ገሊኣቶም ኣገደስቲ ቅላት < e > ከም < i > እዩ ዝድመጽ።

<de>  /'diː/  ንሳቶም 

ምንጽጻር ኣድመጽቲ ኖርወየኛን ትግርኛን

ኖርወያውያን
ፊደላት

ትግርኛ
a  ከም ኣብ «ሃገር hager»
e  ከም ኣብ «በትሪ betri»
i  ከም ኣብ «ርኣዪ rayee»
o  ተዛመድቲ ኣልቦ
u  ዳርጋ ነቲ ኣብ መወዳእታ "new" ዘሎ ኣድማጺ ዝመሳሰል
y  ተዛማዲ ኣልቦ
æ  Like <a> in «bad» 
ø  No equivalent 
å  Like <aw> in «saw» 
Editorial responsibility | Use of cookies | Privacy policy
Sign In