Navigation

  • Skip to Content
NTNU Home

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti
  2. 2
  3. ሰዋስው

Språkvelger

2 ሰዋስው LearnNoW

×
  • Alex
  • Ben
  • Cecilie
  • Dina
  • ሰዋስው
  • ስርዓት ኣደማምጻ
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ
MENU

2 Grammatikk

2 Grammatikk

2 ሰዋስው


ክንደ ስም

ግላዊ ክንደ ኣስማት፡ መሳርዕ በዓል ቤት

1. jeg ኣነ
2. du ንስኻ/ንስኺ
3. han ንሱ
  hun ንሳ
  det/den  ንሱ
1. vi ንሕና
2. dere ንስኻትኩም/ ንስኻትክን
3. de ንሳቶም/ ንሳተን

ግስታት

ዘይውሱን መሳርዕ ግሲ

እቲ ዘይውሱን መሳርዕ ብå እዩ ዝምልከት። እዚ ናይ ዘይውሱንነት መመልከቲ፡ ብሓፈሻ ምስ ዘይውሱን መሳርዕ ግሲ ኢና እንጥቀመሉ።

Hyggelig å hilse på deg.  ጽቡቕ ሌላ ይግበረልና።


ግሲ ህሉው እዋን

ናይ ህሉው እዋን ግሲ ንምምስራት፡ ነቲ ዘይውሱን መሳርዕ -r ንውስኸሉ።

ዘይውሱን ህሉው እዋን
å komme  ምምጻእ  →  kommer
å sitte ኮፍ ምባል  →  sitter


ናይ'ቲ ተግባር ፈጻሚ መን ምዃኑ ብዘየገድስ፡ ድሕሪ ዝኾነ ክንደ ስም፥ ኣነ፣ ንስኻ ፣ንስኺ፣ ንሱ፣ ንሳ፣ ንሕና፣ ንኻትኩም፣ ንስኻትኩም፡ ነቲ ዘይውሱን መሳርዕ ግሲ -r ወስኸሉ።

Jeg kommer fra England.  ካብ ዓዲ እንግሊዝ መጺአ።
Anna kommer fra Italia. ኣንና ካብ ዓዲ ጣልያን መጺኣ።
Vi kommer fra Norge. ንሕና ካብ ኖርወይ ኢና።


ገሊኣቶም ግስታት ዘይስሩዕ መሳርዕ ህሉው እዋን ከምዝኽተሉ ኣስተውዕል።

ዘይውሱን ህሉው እዋን
å være  ምዃን    →  er
å gjøre  ምግባር፣ምስራሕ፣ ምፍጻም  →  gjør

ደው ምባል/ ኮፍ ምባል/ ምግዳም/ምግምሳስ


ኖርወየኛ፡ ካብ እንግሊዘኛ ብዝተፈልየ፡ ህሉው ማዕባሊ መሳርዕ ግሲ የብሉን። እንተኾነ ግን፡ ቀጻልነት ወይ ምዕባሌ ናይ ሓደ ተግባር ከነመልክት፡ መብዛሕቱ ጊዜ ንግስታት stå (stand), sitte (sit) or ligge (lie) ምስ ህሉው እዋን ነዘውትር።

Benjamin står og venter. በንያሚን ይጽበ ኣሎ።
Alex sitter og snakker med ei dame.  ኣለክስ ምስ ሓንቲ ሰበይቲ ይዛረብ ኣሎ።


እቲ ብዓልቤት ነቲ ተግባር ክፍጽሞ ከሎ ዝርከበሉ ቦታ፡ኣየናይ ግሲ፡ stå , sitte ወይ ligge ክንጥቐም ከምዘለና ይውስን።


ኣስማት

ጾታታት

ኣስማት ኣብ ኖርወየኛ ሰለስተ ጾታታት፡ ተባዕታይ፣ ኣንስተይቲን ግኡዝን ኣለዉዎም።

ተባዕታይ en gutt ሓደ ወዲ
ኣንስታይ ei jente  ሓንቲ ጓል
ኣጓጕል et fly ሓንቲ ነፋሪት


(ኣንስተይቲ ጾታ ዘለዎም ኣስማት ኣብ ክንዲ ei: ei/en jente፡ ኣመልካቲ ስም en ክወዱ ይኽእሉ እዮም።

ብሓፈሻ፡ ኣመልካቲ ስም en/ei/et ምስ ዘይውሱን ቅዲ ዘለዎ ንጽል ስም ኢና ንጥቀመሉ።

ስም ብዘይ en/ei/et

ምስ ገለ ውሑዳት ኣበሃህላታት እዚ ዘይውሱን ኣመልካቲ en/ei/et ይግደፍ እዩ፤

Alex reiser med fly.  ኣለክስ ብነፋሪት እዩ ዝጐዓዝ።


ናይ ሓደ ሰብ መንነትን (ንኣብነት፣ ሞያ፣ ዜግነት፣ ጠባይ፣ ብህርያት፣ ወዘተ.) ኣብ እንገልጸሉ እዋን፡ ዘይውሱን ኣመልካቲ ስም ኣይንጥቀምን ኢና።

Jeg er student.  ተመሃራይ እየ።

መሳርዕ ኣሰኻኹዓ ቃላት

ቀንዲ ሓረግ (ምሉእ ሓሳብ)

ኣቐዲምና ኣብ ምዕራፍ 1 ከም ዝጠቐስናዮ፡ ሓደ ምሉእ ሓሳብ ብበዓል ቤት (እቲ ቀንዲ ተዋሳኣይ ናይ ሓደ ተግባር ወይ ፍጻሜ) እንተደኣ ተኸፊቱ ወይ ጀሚሩ፡ ግሲ ናይ'ቲ ምሉእ ሓሳብ ካልኣይ ባእታ ይኸወን፤ ማለት፡ ድሕሪ ግሲ ኣብ ካልኣይ ቦታ ይስፍር። ንኣብነት፥

Jeg snakker norsk.  ኖርወየኛ እዛረብ እየ።


ኩሉ እዋን፡ ግሲ ካልኣይ ባእታ ናይ ምሉእ ሓረግ እዩ፤ ዋላ ኣብ'ቲ ብተውሳኸ ግሲ፡ ንኣ. ናይ ቦታን ጊዜ፡ ዝጅምር ምሉእ ሕረግ እዋን።

Nå (ሕጂ) reiser Alex til Norge.
Der (ኣብ'ቲ)  venter  pappa.


ኣብ ምትንታን መስርዕ ኣሰዃዅዓ ቃላት፡ ግሲ ክንብል ከለና ውሱን ዝመሳርዑ (finite verb) ግስታት ማለትና ምዃኑ ኣስተውዕል። ውሱን ዝመሳርዑ ግሲ፡ ህልው ወይ ሕሉፍ ጊዜ ዘመልክት ዝኽእል እዩ።

ኣሉታ

ኣብ ሓደ ኣዘንታዊ ሓረግ፡እቲ ምስ ተውሳኸ ግሲ ዝምድቡ ኣሉታዊ ቃል ikke (ኣይፋል፡ ኣይ... ን) መብዛሕቱ ጊዜ ድሕሪ ግሲ ይቕመጥ።

Jeg reiser ikke til Paris.  ንፓሪስ ኣይገይሽን እየ።


ካልኦት ተውሳኸ ግሲታት ከም også (እውን፡ ኸማን፡ ከኣ) ዝኣመሰሉ ድሕሪ ግሲ ይሰፍሩ።

Jeg reiser også til Oslo.  ኣነ'ውን ንኦስሎ ክገይሽ እየ። ኣነ ኸማን ንኦስሎ ክገይሽ እየ።

መተጻምራት

ከም og (-ን) ን men (ግን) ን ዝኣመሰሉ ጠመርቲ ሓረጋት መስተጻምራት፡

De ser pappa, og Dina roper. ነቦኦም ርኣዩዎ'ሞ፤ዲና ኣቦ ኢላ ጭደረት።
Det går bra, men det er ei lang reise.  ጽቡቕ ኣለኹ፤ ጉዕዞ ግን ነዊሑ።

መስተዋድዳት

I ዶ på?

ሓፈሻዊ ሕጉ፡

I in  + ኣህጉራት፣ ሃገራት፣ ከተማታት
På  in/on/at  + ጎቦታ፣ ደሴታት፣ ቦታታ፣ ክፍልታት ናይ ከተማ


ኣበነታት፥

i Europa  på Mount Everest
i Norge på Sumatra, på Mallorca
i Oslo på Gardermoen (ኣብ ውሽጢ ኦስሎ ዝርከብ ቦታት)
  på Grorud, på Tøyen (ኣብ ኦስሎ ዝርከቡ ቦታታት)


ዘይሕጋዊ፡ ምስ ገሊአን ኣብ ከብዲ ኖርወይ ንርከባ ከተማታት፡ ኣብ ክንዲ på፡ i ንጥቀም፤ ንኣብነት፡ ኣብ ሊልለሃምመር፡ ኣብ ሃማር ንብል። ኣብ ምዕራፍ 5፡ ተወሳኺ መግለጺ ብዛዕባ'ዚ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።

Editorial responsibility | Use of cookies | Privacy policy
Sign In