Navigation

  • Skip to Content
NTNU Home

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti
  2. 12
  3. ስርዓርት ኣደማምጻ

Språkvelger

12 ስርዓት ኣደማምጻ LearnNoW

×
  • Alex
  • Ben
  • Cecilie
  • Dina
  • ሰዋስው
  • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • CALST
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ
MENU

12 Uttale

12 ስርዓት ኣደማምጻ

ፈለምቲ ዘይጐልሑ ጥምሮ ድምጽታት

ኣብ መብዛሕቱ ኣጋጣሚታት፡ ዘረባ ብሓደ ወይ ክልተ ዘይጐልሑ ጥምሮ ድምጽታት ይጅምር፤ እዚ ማለት፡ እቶም ልሕሉሓት ጽምሮ ድምጻታት ኣብ ቅድሚ እቲ ቀዳማይ ዝጐልሐ ጥሞር ድምጺ ዝርከቡ እዮም። እዞም ሓጺር መፈለሚ ዘቝሙ፡ ጥምሮ ድምጺታት፡ ልክዕ ከም ናይ እቶም ኣብ ውሽጢ እግሪ ዝርከቡ ዘይጐልሑ ጥምሮ ድምጽታት ጠባይ የርእዩ፤ እዚ ማለት፡ ብፍጥነት ይዝረቡ፤ ከምኡ'ውን ሰጣጥ ወይ ትሑት ቃና ኣለዎም፡

መፈለሚ እግሪ እግሪ
en
det er
det er en
det er
er det et  e- 
BIL
ANN
BUSS
HUSet mitt
LEKtrisk 
 
 
 
 
TOG 

ብሓፈሻ፡ ክሳብ ኣርባዕተ ወይ ሓሙሽተ ዝዀኑ ዘይጐልሑ ጥምሮ ድምጽታት፡ ኣብ ቅድሚ እቲ ዝጐልሐ ቀዳማይ ጥምሮ ድምጺ ይርከቡ፤ ከም'ቲ ኢልናዮ ዝነበና'ውን፡ ከም ኣገባቡ፡ ስርዓት ኣደማምጻኦም ልክዕ ከም'ቲ ናይ እቶም፡ ንዝጐልሐ ጥምሮ ድምጺ ዝኽተሉዎ ዘይጐልሑ ጥምሮ ድምጽታት እዩ።

ጽሟቕ ትሕዝቶ

ኖርወየኛ ብዘዕግብ ኣገባብ ንምድማጽ፡ እንታይ የድልይ? ነቶም ቀንዲ ክፋላት ናይ ዝተፈላለዩ ጀረጃታት ዘረባ፡ ብግቡእ ክትመልኽ ኣለካ። እንተ ክኢልካ ከኣ፡ ከም'ዚ ግበር፡

  • ነቶም ዝተፈላለዩ ናይ ዘረባ ድምጽታት ምለኮም/ኣጽንዓዮም።
  • ሓጸርትን ነዋሕትን ኣድመጽቲ ደጋጊምካ ኣድምጾም (ስም ዝጐልሑ ጥምሮ ድምጽታት እዮም ዘጋጥሙ)።
  • ነቶም ምስ ቅልጡፍ ዘረባ ዝዛመዱ ተርእዮታት ምለኮም (ከም ምውህሃድ፣ ምጕዳል ዝኣመሰሉ) ።
  • ሓረጋት ከም ሓደ ሰንሰለት ምእንቲ ክጥመሩ፡ ንቃላት ኣተሓሓዝካ ኣውስኣዮም።
  • ዝጐልሑ ጥምሮ ድምጽታት፡ ብኣዕጋቢ ዝኾነ ኣገባብ ኣድምጾም፤ እዚ ማለት፡ ነቶም ደመቕቲ ጥምሮ ድምጽታት እኹል ጽቕጠት ኣንብረሎም።
  • ኣብ መንጎ ዝጐልሑ ጥምሮ ድምጽታት፡ ምዕሩይ ምምንጓይ ጊዜ ግበር።
  • ንዘይጐልሑ ጥምሮ ድምጽታት ጭቓጪቕካ፤ ብሰጣጥ ትሑት ቃና ኣድምጾም።

ከም'ዚ እንተ ገይርካ፡ ናይ ኖርወየኛ ኣደማምጻኻ ብተዛማዲ ጽቡቕ ክኸውን ይኽእል እዩ። ናይ ወጻእተኛ ላዛ ኣዘራርባ ክህልወካ ይኽእል ይኸውን፤ ግን ብሓፈሻ ኩሎም ኖርወያውያን ንኣዘራርባኻ ክርድእዎ እዮም።

ናይ መወዳእታ ኣመት

ናይ ኖርወየኛ ረምታ ዘረባ፡ ምስ ናይ እንግሊዘኛ፣ ጀርመነኛን ነዘርላንደኛን ብዙሕ ተመሳሳሊ እዩ። እዚ ማለት፡ ነዞም ቋንቋታት ከም ቋንቋ ኣዲኦም ዝዛረቡ ተመሃሮ፡ ኖርወየኛ ክዛረቡ ከለዉ፡ ቅዲ ረምታ ቋንቋኦም ክውከሱ ይኽእሉ እዮም። እንተዀነ ግን፡ ስርዓት ድምጽን ቅኒትን ስለዝፈላለ፡ ተመሃሮ ኣደማምጻኦም ከጽፍፉ ከድልዮም እዩ።

ገሊኦም ቋንቋታት፡ ንኣብነት ፖላንደኛን ስፓነኛ፡ ካብ ኖርወየኛ ዝተፈልየ ረምታ ዘረባ ኣለዎም። መብዛህቱ ጊዜ፡ ጥምሮ ድምጽታት ማዕረ ናይ ኣደማምጻ ግዜ ይወሃቦም። እዚ ኣብ ኖርወየኛ እንተ ኣተግቢርናዮ፡ እቲ ዘረባ ዝተቆራረጸ ይኸውን፤ ምኽንያቱ ዘይጐልሑ ጽምሮ ጽምጽታት ኣጭቓጪቕና ስለ ዘይነውስኦም።

Editorial responsibility | Use of cookies | Privacy policy
Sign In