Navigation

  • Skip to Content
NTNU Home

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti
  2. 12
  3. ወሰኽ

Språkvelger

12 ወሰኽ LearnNoW

×
  • Alex
  • Ben
  • Cecilie
  • Dina
  • ሰዋስው
  • ስርዓርት ኣደማምጻ
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ
    • 12.1 ቃላት ብዛዕባ በረድ
    • 12.2 Det (ንሱ/ንሳ፣ ንነገራት)
    • 12.3 Man (ሓደ ሰብ)
    • 12.4 ፋሲካን 17 ግንቦትን
    • 12.5 ዝውታሬን ህርመትን

Oppslag i bokmålsordboka - skript

MENU

12.1

12.1 ቃላት ብዛዕባ በረድ

ኣብ ኖርወየኛ ንበረድ ዝገልጽ ብዙሕ ቃላት ኣሎ፤ እዞም ዝስዕቡ ቁሩብ ካብ እቶም ቀንዲ ፍሉጣት እዮም፡

et snøvær በረዳዊ ኩነታት ኣየር
en snøstorm ኣይሂ በረድ
en snøfokk /
et snødrev
ህቦብላ፣ ንፋስ ዝተሓወሶ ምውዳቕ በረድ
en drivsnø ህቦብላ፣ ንፋስ ዝተሓወሶ ምውዳቕ በረድ
ei snøfonn ኩምራ በረድ (ንፋስ ዝኣከቦ ኩምራ በረድ)
en brøytekant  ኩምራ በረድ (ኣብ ደንደስ መንገዲ ዝተኰመረ በረድ፣ ሰብ ግሒጡ ዝኣከቦ)
en klabbesnø ዝተጣበቐ በረድ (ንኣ. ኣብ ትሕቲ መንሻተቲ)
en løssnø ዝተፈራኸሸ በረድ፣ ዘይተጨበጠ
en skare ቅርፍቲ በረድ፣ ዝበረደ ጠረዝ፣ ደረቕ ሽፋን በረድ
et slaps ብኸፊል ዝመኸኸ በረድ
et sludd ጨፋቕ፣ ጥልቁይ በረድ
en tørrsnø ንቑጽ፣ ደረቕ በረድ
et snøfnugg ቅርፍራፍ፣ ጽልጻል በረድ
ei snøfille ገዚፍ ጽልጻል በረድ
kram snø ኣዋል፣ ዝኣወለ በረድ (ኩዕሶ በረድ ንምስራሕ ዝምጭእ)
Editorial responsibility | Use of cookies | Privacy policy
Sign In