Navigation

  • Skip to Content
NTNU Home

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti
  2. 11
  3. ስርዓርት ኣደማምጻ

Språkvelger

11 ስርዓት ኣደማምጻ LearnNoW

×
  • Alex
  • Ben
  • Cecilie
  • Dina
  • ሰዋስው
  • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • CALST
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ
MENU

11 Uttale

11 ስርዓት ኣደማምጻ

ረምታ ዘረባ

ስርዓት ኣደማምጻ ኖርወየኛ፡ ዕቍን ጊዜ ኣጥብቖ ዘለዎ ዓይነት ረምታ ዘረባ ከም ዝኽተል እዩ ዝፍለጥ። እዚ ረምታ ከኣ፡ ምስ ዝጠብቁን ዘይጠብቁን ጥሮም ድምጽታት እዩ ዝዛመድ።

ብሓፈሻ፡ ኣብ ዝተኣሳሰረ ዘረባ እቶም ዝጐልሑ ጥሮም ድምጽታት ምዕሩይ ጊዜ ረምታ ከም ዘለዎም ንዕዘብ። ፊደላት ABCD ንኣውጽኦ ዘረባ የመልክት። እቶም ፊደላት ተነቢሮምሎም ዘለዉ ሳጹናት ድማ ምዕሩይ ጊዜ ረምታ ገይርካ ክውስኡ ከምዘለዎም የመልክቱ።

ነቶም ፊደላት ናይ ኣልፋበት ተድምጾም ከምዘለኻ ገይርካ ሕሰብ። ዓው ብዝበለ ጽምጺ ገርካ ተዛረብ፤ ብኸም'ዚ ኣብ ልዕሊ ተገሊጹ ዘሎ ገይርካ ኣድምጾም። (ኣብ'ዝን ኣብ ታሕትን፡ ዓበይቲ ፊደላት ምጕላሕ ናይ ጥሮም ድምጺ የመልክቱ።)

A  B  C  D 

ንኣብነት፡ ናብቲ ሕብራዊ ኣርባዕተ መኣዝን እንተ ደኣ ኣመልኪትካ፡ ከም'ዚ ክትብል ትኽእል፡

RØD  BLÅ  GUL  GRØNN 

ኣብዚ ኩሎም እቶም ቃላት ጐሊሖም፡ ብሓደ ዓይነት ቅዲ ከም እቶም ፊደላት ገይርካ ይድመጹ።

በዚ ኣገባት ንኣሃዛት ቁጽሪ ከተፍምጾም ፈትን። (ኣብ'ዚ ነቲ ናይ "fire" - "ኣርባዕተ" ካልእ ኣበሃህላ ዝኾነ፡ እንኮ ጥምራዊ ድምጺ ንጥቀም።)

EN  TO  TRE  FIR' 

እዚ ምስ ኣስማት'ውን ይኸይድ እዩ፡

ANN  TOR  LEIF  BRITT 

ወይ ከተማታት፡

BONN  YORK  HULL  NICE 

ወይ ሙዚቃ፡

POP  JAZZ  ROCK  SWING 

ዘይጐልሑ ጥምሮ ድምጽታት

ኣብ'ቲ ዘረባ ዝጐልሑ ጥምሮ ድምጽታት እንተ ዘይሃልዮም፡ እቲ ኣብ ላዕሊ ዝረኣናዩ ቅዲ ክሕለው ኣለዎ። እዚ ማለት፡ ምዕሩይ ምምንጋይ ጊዜ ናይ ዝጐልሑ ጥምሮ ድምጻታ ምእንቲ ክሕሎ፡ እቶም ዘይጐልሑ ጥምሮ ድምጽታት ጭቓጭቕካ ይድመጹ። ብዙሓት ዘይጐልሑ ድምጽታት ኣብ ዘለዎ ድማ፡ ብዙሕ ምጭቅጫቃት የጋጥም። ምጭቕጭቕ ናይ ዘይጐልሑ ጥፍምሮ ድምጺታት ከኣ ቀልጢፍካ ብምዝራብ እዩ ዝማላእ።

ንኣሽቶ ፊደላት ዘይጐልሑ ጥምሮ ድምጽታት የመልክቱ፡

RØD
RØD og
RØD og så
RØD og så en
RØD og så er det 
BLÅ
BLÅ og
BLÅ og så
BLÅ og så en
BLÅ og så er det 
GUL
GUL og
GUL og så
GUL og så en
GUL og så er det 
GRØNN
GRØNN
GRØNN
GRØNN
GRØNN 

ከም ሳዕቤን ናይ'ዚ ፡ ሓደ ካብ ኣውራ ጠባያት ናይ ዝሩብ ኖርወየኛ፡ ምቅይያር ፍጥነት ኣብ እዋን ዘረባ እዩ። ሓደ ሓደ እዋን፡ እቲ ፍጥነት ዝሑል ይኸውን (ውሑዳት ጥምሮ ድምጽታት ኣብ መንጎ ክልተ ዝጐልሑ ጥምሮ ድምጽታት ክመጹ ከለዉ)፤ ሓደ ሓደ እዋን ከኣ እቲ ጥፍነት ቅልጡፍ ይኸውን (ብዙሓት ጥምሮ ድምጽታት ኣብ መንጎ ዝጐልሑ ጥምሮ ድምጽታት ክመጹ ከለዉ)።

ኣብ ታሕቲ ን"Hva slags musikk liker du?" (እንታይ ዓይነት ሙዚቃ ኢኻ እትፈትዉ?) ዝብል ሕቶ፡ መልሲ ክኾኑ ዝኽእሉ ተኽእሎታት ተዋሂቦሙኻ ኣለዉ።

POP
POP og
POP og så
POP og så litt 
JAZZ
JAZZ og
JAZZ og så
JAZZ og så litt 
ROCK
ROCK og
ROCK og så
ROCK og så litt 
SWING
SWING
SWING
SWING 

ክፍሊ ረምታ፡ እግሪ

እግሪ ብዝጐልሐ ጥምሮ ድምጺ ዝጅምር፡ ቅድሚ እቲ ዝስዕብ፡ ዝጐልሐ ድምጺ ድማ ዝውድእ፡ ክፍሊ ረምታ እዩ። እዚ ኣምር እዚ ኣብ'ቲ ኣብ ላዕሊ ዝበልናዮ እንተ ደኣ ኣተግቢርናዮ፡ ኣብ ኖርወየኛ፡ ኣብ ሕደ እግሪ ክንደይ ጥምሮ ድምጽታት ምህላዎም ብዘየገድስ፡ ኩሎም እግርታት፡ ምዕሩይ ናይ ረምታ ጊዜ ገይርካ ናይ ምድማጽ ዝምባሌ ኣሎ።

እዚ ኣብ ታሕቲ ተዋሂቦ ዘሎ "OS, NES, BØ, DAL" ዝብል ኣውስኦ፡ ኣብ መንገዲ ባቡር ዝርከቡ መስመራት፡ ወይ እዋን መንልሲ ናይ "ኣብ ሓንቲ ሃገር 'ሀ' ዝርከቡ ኣስማት ምምሕዳራት ጥቐስ " ዝብል ሕቶ ክኾኑ ይኽእሉ። እቲ ካልኣይ፣ ሳልሳይን ራብዓይን ዝብል፡ መልሲ ናይ ''እዚ ክረምቲ እዚ ኣበይ ገይሽካ?" ዝብል ሕቶ ክኸውን ይኽእል። እተን ናይ መወዳእታ ክልተ ኣውስኦታት፡ መልሲ ናይ ''ዝመጽእ ዘሎ ክረምቲ ናበይ ክትገይሽ ኢኻ?'' ዝብል ሕቶ ክኸውን ይኽእል።

እግሪ እግሪ እግሪ እግሪ
OS  NES  BØ  DAL 
OSlo  BERgen  HAmar  BOdø 
OSlo og  BERgen og  HAmar og  BOdø 
OSlo og så  BERgen og så  HAmar og så  BOdø 
OSlo og kanskje  BERgen og kanskje  HAmar og kanskje  BOdø 
OSlo og så kanskje  BERgen og så kanskje  HAmar og så kanskje  BOdø 

ነዞም ኣብ ላዕሊ ዝረአናዮም ዝመስሉ፡ ብማዕረ ቁጽሪ ጥምሮ ድምጽታት ዝሓዙ ኣእጋር ዝምስረቱ፡ ኣውስኦታት ምርካብ ልሙዳት ኣይኮነን። ምናልባት ከም'ዚ ዓይነት ቅዲ ኣብ ግጥሚታት ይርከብ ይኸውን።

ኣብ መዓልታዊ ዘረባ፡ ቁጽሪ ናይ እቶም ኣብ ኣእጋር ናይ ኣውስኦ ዝርከቡ ጥምሮ ድምጽታት ፍልልይ ኣሎ። እንተወሓደ፡ ሓደ ጥምሮ ድምጺ ኣብ ሓደ እግሪ ይርከብ (እዚ ከኣ ከም'ዚ ልዕል ኢልና ዝገለጽናዮ፡ ክጐልሕ ኣለዎ።) እንተ በዝሐ፡ ሽዱሽተ ወይ ሸውዓተ ጥምሮ ድምጽታት ኣብ ሓደ እግሪ ክርከቡ ይኽእሉ። ብሓፈሻ፡ ግን ካብ ኣርባዕተ ወይ ሕሙሽተ ኣይዛይዱን እዮም። እዚ ድማ፡ ኣእጋር ሓደ ዝጐልሐ ጥምሮ ድምጽን፡ ካብ 3 ክሳብ 4 ድማ ዘይጐልሑ ጥምሮ ድምጺታት ክሕዙ ከምዝኽእሉ ይእምት።

KEN skal til (3) OSlo og (3) BERgen (2)  
ANNa kan (3) SNAKKe (2) ENGelsk (2)  
LIKer du ikke (4) KAFFe med (3) SUKKer og (3) MELK (1)
VET du når (3) BUSSen går til (4) BØ (1)  

ኣእጋር ኣብ ማእከል ሓደ ቃል ክጅምሩ ከምዝኽእሉ ኣስተውዕል። እዚ ዘጋጥም፡ ዝኾነ ኣብ ውሽቲ ሓደ ቃል ዝርከብ ጥምሮ ድምጺ፡ ብጀካ እቲ ቀዳማይ፡ ክጐልሕ ከሎ እዩ።

Stavanger   →  staVANGer 
Paris   →  paRIS 
studere   →  stuDERe 

 

PETer REISer fra sta- VANGer til OS
ANNa bor i pa RIS    
KEN og ma- RIa stu- DERer NORSK

ናይ ዘይጐልሑ ጥምሮ ድምጽታት ርኡይ ጠባይ፡ ብስጡጥ ወይ ትሑት ቃና ዝዝረቡ ምኻኖም እዩ። ርኡይ ዝዀነ ናይ ቃናት ምቕያት ኣብ ዝጐልሑ ጥምሮ ድምጽታትን፡ ኣብ መወዳእታ ናይ ሕደ ሓረግን እዩ ትግበር።

Editorial responsibility | Use of cookies | Privacy policy
Sign In