Navigation

  • Skip to Content
NTNU Home

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti
  2. 10
  3. ስርዓርት ኣደማምጻ

Språkvelger

10 ስርዓት ኣደማምጻ LearnNoW

×
  • Alex
  • Ben
  • Cecilie
  • Dina
  • ሰዋስው
  • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • CALST
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ
MENU

10 Uttale

10 ስርዓት ኣደማምጻ

ጭራሽ ብዘይ ዕረፍቲ ወይ ምቑራጽ?

ኣብ ዝሓለፉ ምዕራፋት፡ ንኣገዳስነት ናይ ዝተተሓሓዘ ዘረባ ኣስሚርናሉ ነይርና። ብሓፈሻ ኖርወየኛ ቅላታ ነንሕድሕዶም ኣዚዮም ዝተተሓሓዙ ስለዝዀኑ፡ ሓደ ድምጺ ነቲ ካልእ ብቐጥታ እዩ ዝኽተሎ፡ ኸም'ዚ ኣብ ታሕቲ እንዕዘቦ፡

Hun_snakker_ikke_norsk. 

ኣብ ካልእ ኩነት፡ ናይ መወዳእታ /r/ ምስ ድምጽታት ኣስናን ( /t, d, n, l, s/) ተወሃሂዱ፡ ሓጅሽ ድምጺ /ʈ , ɖ , ɳ , ɭ , ʃ/ ይፈጥር እሞ ምስ'ቶም ክልተ ቃላት ድልዱል ምትእስሳር ይገብር፤ ከም'ዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ፡

Per_snakker_norsk > /ˈpe: ʃnɑkeˈɳoʃk/ 

ኣብ ዝሩብ ኖርወየኛ፡ ምቁርራጽ ወይ ዕረፍቲ የልቦን ድዩ? ናይ ግድን ኣሎ እምበር። ዝተተሓሓዘ ዘረባ ዘለዎ ጽሑፍ፡ ጨረትን ምሉእ ነጥብን ኣብ እትረኽበሉ ቦታ ኢኻ ተዕርፍ። ከምኡ'ውን ተዛራባይ ክሓስብ፣ ክወላወል ወይ እውን ንዘረባኡ ዳግመ ግምት ክገብረሉ ከሎ የዕርፍ እዩ። ግን ብሓፈሻ፡ ኣብ ነርወየኛ ቃላት ብዘይ ጣልቃ ዝኣቱ ድምጽን ብዘይ ዕርፍትን ብምቅርራብ ተተሓሒዞም ክድመጹ ኣለዎም፡ ምባል ይከኣ።

ንዝተሓሓዘ ዘረባን ዕረፍትን ብልክዕ ብምጥቃም፡ ካብ'ዞም ዝስዕቡ ሓሙሽት ኣስማት፡ ዘተፈላለዩ ቅድታት ከተውጽእ ትኽእል፤ ብኸምዚ ከኣ፡ ብዛዕባ ሓሙሽተ፣ ዓርባዕተ ወይ ሰለስተ ሰባት ትዛረብ ምሕላውካ ግለጽ።

5 ሰባት Britt, Anne, Kari, Marie, Louise 
4 ሰባት Britt Anne, Kari, Marie, Louise 
  Britt, Anne Kari, Marie, Louise 
  Britt, Anne, Kari Marie, Louise 
  Britt, Anne, Kari, Marie Louise 
3 ሰባት Britt, Anne Kari, Marie Louise 
  Britt Anne, Kari, Marie Louise 
  Britt Anne, Kari Marie, Louise 
Editorial responsibility | Use of cookies | Privacy policy
Sign In