1D LearnNoW
Oppslag i bokmålsordboka - skript
MENU
1D Dina
1D Dina
►100%
► 70% ቅሩጽ ድምጺ
- Hei! Jeg heter Dina. Jeg kommer fra Frankrike. Hvor kommer du fra?
እዚኣ ዲና እያ። 14 ዓመት ግይራ። ኣብ'ዚ እዋን ምስ ስድራ ቤታ ናብ ኖርወይ ምእንቲ ክትግዕዝ፡ ንኹሎም መሓዙታ ኣብ ፈረንሳይ ገዲፋቶም መጺኣ ኣላ። እንተኾነ ግን፡ ነቦኣ እንደገና ንኽትርእይ ብዙሕ ተሓንጥያ ኣላ። ኣብ'ቲ ሕዲሽ ስርሑ ኣብ ፍዮርቪክ እናሰርሐ፡ ንገለ ሰሙናት ካብኦም ተፍልዩ እዩ ጸኒሑ።
1D Gloser
Dina (ስ) = መጸውዒ ስም |
fra (መስ) = ካብ |
Frankrike (ስ) = ፈረንሳይ |
hvor = ኣበይ |
kommer (å komme) (ግ) = መጽአ |
ስ = ስም, ግ = ግስ, ቅ = ቅጽል, ተግ = ተውሳኸ ግስ, መስ = መስተዋድድ