1C LearnNoW
Oppslag i bokmålsordboka - skript
MENU
1C Cecilie
1C Cecilie
►100%
► 70% ቅሩጽ ድምጺ
- Hallo! Jeg heter Cecilie Hansen Vidal. Jeg er norsk. Er du norsk?
እዚ ሰሲሌ ሃንሰን ቪዳል እያ። ኣብ ፈረንሳይ ምስ በዓል ቤታ፡ በንን፡ ምስ ክልተ ደቃን፡ ንብዙሕ ዓመታት ተቐሚጣ። ሕጂ ናብ ፊዮርቪክ ናብ ኖርወይ ይግዕዙ ኣለዉ። ወለዳ ኣብኡ እዮም ዝነብሩ። በን ንስድራኡ ኣብ መዕርፎ ይጽበዮም ኣሎ። ገዛ ምእንቲ ክደሊ፡ ቅድሚኦም ሓሊፉ ጸኑሑ።
* ፍዮርቪክ ናይ ፈጠራ ስም ከተማ እዩ።
1.3
1.3 ግስታት
ኣብ ኖርወየኛ፡ ንሓደ ግሲ ኸመይ ከም ዝዛዘም/ዝውድእ ብምርዝይ ጥራሕ ከተለልዩ ትኽእል ኢኻ። መብዛሕቶም ግስታት ኣብ ረባሕታ ህልው እዋን ብ -r እዮም ዝዛዘሙ።
ኣብ ምዕራፍ 1 ኣርባዕተ ዝተፈላለዩ ግስታት ኣለዉ፡
- Jeg heter Axel.
- Hyggelig å hilse på deg.
- Jeg er norsk.
- Hvor kommer du fra?
ነቶም ረባሕታ ህሉው እዋን ዘለዎም ግስታት ከተለልዮም'ዶ ትኽእል?