Navigasjon

  • Hopp til innhold
NTNU Hjemmeside

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti
  2. 5
  3. ስርዓርት ኣደማምጻ

Språkvelger

5 ስርዓት ኣደማምጻ LearnNoW

×
  • Alex
  • Ben
  • Cecilie
  • Dina
  • ሰዋስው
  • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • CALST
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ
MENY

5 Uttale

5 ስርዓት ኣደማምጻ

ኖርወያውያን ተደመጽቲ ፊደላት

ኖርወያውያን ኣልፋቤታት ዕስራ ተደመጽቲ ፊደላት ኣለዉዎ፡

B C D F G H J K L M N P Q R S T V W X Z

ፊደላት < c, q, w, x, z > ዝውቱራት ኣይኮኑን፤ መብዛሕቱ ጊዜ ምስ ባዕዳዊ ቃላት ለቛሕ (camping, quiz, watt, xylofon, pizza) እዮም ዝዝውተሩ።

ገለ ርቦ ተደመጽቲ ፊደላት

1) ድምጺ /∫/
ኣብ ኖርወየኛ ናይ ገለኦም ተደመጽቲ ደሃይ ብርቦ ተደመጽቲ እዩ ዝቐርብ፤

/ʃ/ ከም < sj > ክጸሓፍ ይኽእል፤
< stasjon >  /stɑ'ʃuːn/  ጣብያ፣ መነሃርያ
/ʃ/ ከም < skj > ክጸሓፍ ይኽእል፤
< skjema > /'ʃeːmɑ/ ቅጥዒ
/ʃ/ ኣብ ቅድሚ < i, y, ei, øy > ክርከብ ከሎ ከም < sk> ይጽሓፍ < i, y, ei, øy >፤ 
< skinke > /'ʃiŋke/ ቋንጣ ስጋ ሓሰማ
/ʃ/ ከም < rs > ክጽሓፍ ይኽእል፤
< kurs > /kʉ:ʃ/ ስልጠና፣ ትምህርቲ

2) ድምጺ /ç/
ድምጺ /ç/ ብዝተፈላለየ መንገዲ ክጸሓፍ ይከኣል ፤

/ç/ ብ < kj> ክግለጽ ይከኣል፤
< kjøpe >  /'çøːpe/  ገዝአ
/ç/ ኣብ ቅድሚ < i, y, ei, øy > ክርከብ ከሎ፡ ከም < k > ይኽሰት፤
< kino > /'çiːnu/ ቺነማ
< kylling > /'çyliŋ/ ደርሆ
/ç/ ከም < tj > ክኽሰት ይኽእል፤
< tjue > /'çʉːe/ ዕስራ

3) ድምጽታት /ʈ/, /ɖ/ /ɳ/ /ɭ/ /ʃ/
ኣብ ኖርወየኛ፡ ጫፍ መልሓስ ንላዕሊ ዓጺፍካን፡ ቁሩብ'ውን ንድሕሪት ኣቢልካን ዝጥመጹ ውሱና ተደመጽቲ ድሃያት ኣለዉ። እንዚኣቶም ንምድማጽ፡ ታሕተዋይ ክፋል ጫፍ መልሓስ፡ እቲ ብወሽጢ ላዕለውይ ክፋል ናይ ቅድሚት ኣስና ዝርከብ ትንሓግ ይትንክፍ። ድምጽታት /ʈ/, /ɖ/ /ɳ/ /ɭ/ /ʃ/ ብውስስብ ፊደላት ይውከሉ።

/ʈ/ ከም < rt > ክኽሰት ይከኣል፤
< fortelle >  /fo'ʈele/  ነገረ፣ ኣዘንተወ፣ ተረኸ
/ɖ/ ከም < rd > ክኽሰት ይከኣል፤
< hvordan > /'vuɖɑn/ ከመይ
/ɳ/ ከም < rn > ክኽሰት ይከኣል፤
< gjerne > /'jæːɳe/ ብሓጉስ፣ ደስ እናበለኒ
/ɭ/ ከም < rl > ክኽሰት ይከኣል፤
< ærlig > /'æːɭi/ ቅኑዕ፣ ሓቀኛ
/ʃ/ ከም < rs > ክኽሰት ይከኣል፤
< norsk > /'noʃk/ ኖርወየኛ

4) ድምጺ /ŋ/

እቲ ድምጺ ትንሓግ /ŋ/ ከም < ng> ክገሃድ ይከኣል፤
< lang >  /'lɑŋ/  ነዊሕ
< mange >  /'mɑŋe/  ብዙሕ
ብሓፈሻ ኣብ ቅድሚ ክርከብ ከሎ፡ /ŋ/ ይድመጽ፤
< bank > /'bɑŋk/ ባንክ
Ansvarlig redaktør | Bruk av informasjonskapsler | Personvern
Logg inn