Navigasjon

  • Hopp til innhold
NTNU Hjemmeside

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti
  2. 4
  3. ስርዓርት ኣደማምጻ

Språkvelger

4 ስርዓት ኣደማምጻ LearnNoW

×
  • Alex
  • Ben
  • Cecilie
  • Dina
  • ሰዋስው
  • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • CALST
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ
MENY

4 Uttale

4 ስርዓት ኣደማምጻ

ኖርወያውያን ተደመጽቲ ፊደላት

ኖርወያውያን ኣልፋቤታት ዕስራ ተደመጽቲ ፊደላት ኣለዉዎ፡

B C D F G H J K L M N P Q R S T V W X Z

ፊደላት < c, q, w, x, z > ዝውቱራት ኣይኮኑን፤ መብዛሕቱ ጊዜ ምስ ባዕዳዊ ቃላት ለቛሕ (camping, quiz, watt, xylofon, pizza) እዮም ዝዝውተሩ።

Norwegian
letter

English reference
b  Like < b > in «buy» 
c  Before front vowels < i, e, y >  cf. /s/ in «circus» 
Before back vowels < a, o, u >  cf. /k/ in «camping» 
d  Like < d > in «dog» 
f  Like < f > in «fine» 
g  Like < g >  in «girl» 
h  Like < h > in «hat» 
j  Like < y > in «yes» 
k  Like < k > in «kite» 
l  Like < l > in «live» 
m  Like < m > in «map» 
n  Like < n > in «now» 
p  Like < p > in «pen» 
q  In Norwegian, < qu > is pronounced as /kv/, cf. «quiz» - /kvis/ 
r  Like Scottish «r». The tip of the tongue taps the alveolar ridge. 
s  Like < s > in «see» 
t  Like < t > in «tea» 
v  Like < v > in «violin» 
w  Like < v > in «violin» 
x  Like < x >  - /ks/ in «tax» 
z  Pronounced as /s/, cf. «zoom» - /su:m/ 

ዓባሳት ፊደላት

ኣብ ኖርወየኛ፡ ብርክት ዝበሉ ተደመጽቲ ፊደላ ዓባሳት ወይ ዘይድመጹ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም።
1) < d > ኣብ < ld, nd, rd > ኣይድመጽን እዩ፤ ከምኡ'ውን ኣብ መወዳእታ ናይ ጥምሮ ዽምጺ ድሕሪ ተደማጺ እንተ ተቐሚጡ ፡ ዓባስ ይኸውን።

< kald >  /'kɑl/  ዝሑል
< Trondheim >  /'tronheim/  ትሮንሀይም
< bord >  /'buːr/  ጣውላ
< med >  /'meː/  ምስ

2) < g > ኣብ < gj > ዓባስ እዩ፤ ከምኡ'ውን ኣብ ብ < ig > ዝውድኡ ቅጽላት፡

< gjøre >  /'jøːre/  ገበረ
< hyggelig >  /'hygeli/  ጽቡቕ

3) < h > ኣብ < hj, hv > ዓባስ እዩ፡

< hjelpe >  /'jelpe/  ሓገዝ
< hvor >  /'vur/  ኣበይ

4) < t > ምስ ውሱን ቅዲ ዘለዎም ንጽል ዝረባሕታኦም ኣጕል ኣስማት ዓባስ ይኸውን፡

< flyet >  /'flyːe/  እታ ነፈሪት

5) < t > ኣብ'ቲ ኣገዳሲ ዝኾነ ቃል < det > ዓባስ እዩ፡

< det >  /'deː/  ንሱ፣ እቲ
Ansvarlig redaktør | Bruk av informasjonskapsler | Personvern
Logg inn