Navigasjon

  • Hopp til innhold
NTNU Hjemmeside

LearnNoW-ti

  • ሓበሬታ
    • እንቋዕ ብደሓን መጻእካ/ኪ
    • ሰሌዳ ትሕዝቶ
    • መምርሂ
    • ድሕረ ባይታ
    • ዝጽዓን
  • 1
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 2
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 3
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 4
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 5
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 6
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 7
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 8
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 9
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 10
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 11
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • 12
    • Alex
    • Ben
    • Cecilie
    • Dina
    • ሰዋስው
    • ስርዓርት ኣደማምጻ
    • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
    • ልምምዳት
    • ዝርዝር ቃላት
    • ወሰኽ
  • ዝርዝር ቃላት
    • ሰለዳ ዝርዝር ቃላት
    • ዝርዝር ቃላት (a - å)
  1. LearnNoW-ti
  2. 1
  3. ሰዋስው

Språkvelger

1 ሰዋስው LearnNoW

×
  • Alex
  • Ben
  • Cecilie
  • Dina
  • ሰዋስው
  • ስርዓት ኣደማምጻ
  • ናይ ምስማዕ ልምምዳት
  • ልምምዳት
  • ዝርዝር ቃላት
  • ወሰኽ
MENY

1 Grammatikk

1 ሰዋስው


ኣሰራርዓ ቃላት

ቀንዲ ሓረጋት (ምሉእ ሓሳባት)

ኣብ ኖርወየኛ፡ ሓደ ምሉእ ሓሰብ ኩሉ እዋን ግስን በዓል ቤትን ክህልዎ ኣለዎ። በዓል ቤት፡ እቲ ኣብ ሓደ ምሉእ ሓሳብ፡ ተግባር ዝፍጽም ሰብ ወይ ነገር እዩ።

ተራ መስርዕ ቋላት ኣብ ሓደ ቅንዲ ሓረግ ነዚ ይመስል፡

በዓል ቤት - ግሲ - ዝተረፈ ክፋል ናይ'ቲ ምሉእ ሓሳብ።
Jeg - heter - Alex. ኣነ ኣለክስ ይበሃል።
Jeg - kommer - fra Frankrike. ካብ ፈረንሳይ መጺአ።


ሕቶታት

ኣብ ሓድብ ሓታቲ ቃል ዝሓዘ ሓታቲ ሓሳብ፡ግሲ ክልኣይ ቦታ ይሕዝ፤

Hva heter du?  መን እዩ ስምካ?


ኣብ ሓታቲ ቃል ዘይብሉ ሓታቲ ሓሳብ፡ ብግሲ ይጅምር፤

Er du norsk?  ኖርወያዊ ዲኻ/ዲኺ?

ሓተትቲ ቅላት

እቶም ቀንዲ ዝውቱራት ዝኾኑ ሓተትቲ ቃላት እዞም ዝስዕቡ እዮም፤

hva እንታይ
hvem መን
hvor ኣበይ (ከመይ)
hvordan
 
ከመይ
 
Hva heter du? መን እዩ ስምካ?
Hvem er det? መን እዩ ንሱ?
Hvor bor du? ኣበይ ኢኻ ትነብር?
Hvordan går det?  ከመይ ኣሎኻ?
Hvor gammel er du? ክንደይ እዩ ዕድመኻ?

ዜግነታት

ሃገር ዜግነታዊ ቅጽል ኣካል ቋንቋ
Norge norsk en nordmann norsk
England engelsk en engelskmann  engelsk
Frankrike fransk en franskmann fransk
Italia italiensk en italiener italiensk
Nederland  nederlandsk  en nederlender nederlandsk
Polen polsk en polakk polsk
Spania spansk en spanjol spansk
USA amerikansk en amerikaner (amerikansk) engelsk
Tyskland tysk en tysker tysk
Ansvarlig redaktør | Bruk av informasjonskapsler | Personvern
Logg inn